VALG 2019

 
መዓልታት
 
ሰዓታት
 
ደቓይቕ
 
ካልኢታት

ኖርወይ ብዕለት 13 መስከረም! ምርጫ ከተካይድ እያ! እዚ ኣበይን ብኸመይን ከምዝካየድ ክነርእየኩም ኢና።

 

1, 2, 3… ድምጺ ምርጫ!

ኣበይ ከምእትመርጹ ኣረጋግጹ።
ኣብ ምምሕዳር ከተማኻ ክትመርጽ ኣለካ።

ናይ መለለዪ ሰነዳትኩም ምሳኹም ተማልኡ።
ፓስፖርትኹም ወይ ፍቓድ ናይ ምዝዋር መኪናኹም ቅቡላት ሰነዳት እዮም።

ሕጂ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብቲ ናይ ምርጫ ቦታኹም ናትኩም ናይ ገዛእ ርእስኹም እትመርጽሉ ካርድ ክወሃበኩም እዩ።
መዓልቲ ምርጫ 9 መስከረም እዩ፡

ነታ ዝቐረበት ናይ ምርጫ ናቑጣ ርኸቡ

ኣብዚ ትሕት ኢሉ ዘሎ ካርታ ውይ ድማ ኣብቲ ሓፈሻዊ መግለጺ ናይ ከባብያዊ ምምሕዳርካ ጠውቑ። ብድሕሪኡ ናብ valg.no ኣብተን ኣብ ከባቢ ምምሕዳርኩም ዝርከባ ሓፈሻዊ ዝርዝር ናይ ምምሕዳር ከተማታት ከምኡውን ናብ ክትረኽብዎ እትኽእሉ ናቑጣ ምርጫ ክትልኣኹ ኢኹም።

Agder Innlandet Møre og Romsdal Nordland Oslo Rogaland Troms og FinnmarkTrøndelagVestfold og TelemarkVestlandVikenSvalbard

ኣብ ዕለተ ምርጫ ዲኹም እትጉዓዙ ዘለኹም ወይ ኣብቲ ንዕለት 9 መስከረም ዝካየድ ምርጫ ክትሳተፉ ዕድል ኣይረኸብኩምን? ኣቐዲምኩም ካብ ዕለት 10 ነሓሰ ክሳዕ 6 መስከረም ኣብዘሎ ግዜ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብዚ ናይ ኣቐዲምካ ምምራጽ ናይ ምርጫ ናቑጣ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም

ሕጂ ስምዑ! ኩሉ ብዛዕባ ምርጫ ክትፈልጥዎ ዝግበኣኩም ትፈልጡ እንተኼንኩም፡ ነዚ ሓጺር ፈተና እዚ ከተረጋግጽዎን ከምኡውን ኣየነይቲ ናይ ኖርወይ ናይ ፖሎቲካ ሰልፊ ዝበለጸ ከምእትሰማማዓኩም ትፈልጡ።

ናይ ሰልፊ ሓጺር ፈተና